ማሕበር ልምዓት ገርዓልታ ኣብ 17 ሓምለ 2011 ዓ/ም ብተራ ቁፅሪ 03/2011 ኣብ ከተማ መቐለ ተመዝጊቡ ስርሑ ጀሚሩ።
ማሕበር ልምዓት ገርዓልታ ኣብ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ሰውነት ሒዙ ተመዝጊቡ። ንተወሳኺ ሓበሬታ እዚ ዝተተሓሓዘ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርኣይ ይከኣል እዩ።
ማሕበርና ማልገ ሕጋዊ ሰውነት ረኺቡ እንትምዝገብ መመስረቲ ፅሑፍን መተሓዳደሪ ደንብን ከምዚ ኣተሓሒዝናዮ ዘለና ብምፅዳቕ እዩ።
ናይ ማሕበርና ዝፀደቐ ስልታዊ ትልምን ሮድማፕን ኣብ ቀረባ እዋን ክነተሓሕዞ ኢና።